ምስ ደቅኹም ኣብ ግዜ ቁልዕነቶም ክትገብርዎ ዝግብአኩም-ጸወታን ዝርርብን ግበሩ

ሓደ ሓደ ቆልዑት ምስ ዓበይቲ ሰባት ብምርኸብን ብምትእትታውን ዓርሶም ክኢሎም ማሕበራዊ ሂወቶም የማዕብሉ፡፡ ካልኦት ቆልዑ ድማ ብተፈጥርኦም ምስ ሰብ ምትእትታው ስለዝጽግሞም ምስ ሰባት ምጽዋትን ምትእትታውን ዕድሎም ዝነኣሰ እዩ፡፡ ካብዙይ ስዒቡ እቶም ቆልዑ ምስ ሰባት ክጻወቱን ክተኣታተዉን ዘኽእሉ ጠቀምቲ ዝበሃሉ ኣንፈታትን ሓሳባትን ቀሪቦም ኣለዉ፡፡

ርክብ ምፍጣር

እዚ ገጽ ብክፍሊ ጥዕናን መሊስካ ምጥያሽን ግዝኣት Uppsala ዝተዳለወ እዩ፡፡ እቶም ኣብኡ ዝቀረቡ መረዳእታታት ደቆም ብኸመይ መንገዲ ምስ ሰባት ክጻወቱን ክረዳድኡን ከምዝኽእሉ ሓገሬታ ንምርካብ ዘኽእሉ ኣንፈታት ዝሓዘ እዩ፡፡ 

እቲ ትሕዝቶታት ዘዳሉ ሰብ፣ ናብ habiliteringen@regionuppsala.se መልእኽቲ ኢ-ሜይል ልኢኹ ኣሎ፡፡